Fana: At a Speed of Life!

ካብ መላእ እዛ ሃገር ዝተውፃእፅኡ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታት ተዛቲዮም

ኣዲስ አበባ ፣  11 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ መላእ እዛ ሃገር ዝተውፃእፅኡ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታት ተዛቲዮም።

እቲ መድረኽ ዘተ ኣሸባሪ ህወሓት ጉጅለ ኣብ ኢትዮጵያ ዝጀመሮ ኩለ መዳይ ጦርነትን ተመሳሰልቲ ዛዕባታትን ዘተኮረ ኢዩ።

ኣብቲ መድረኽ ካብ መላእ እዛ ሃገር ዝተውፃእፅኡ መራሕቲ ሃይማኖት፣ መራሕቲ ስቪክ ማሕበራት፣ ማሕበረሰብ ንግዲ፣ ተፈለጥቲ ግለ ሰባትን ተወከልቲ ደቂ ኣኒስቲዮን መናእሰይን መስታፎም ካብ ብልፅግና ፓርቲ ዝረከብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.