Fana: At a Speed of Life!

ኪነ ጥበብ ኩሉ ጊዘ ምስ ናይ ኢትዮጵያ ጀግንነት ኢያ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኪነ ጥበብ ኩሉ ጊዘ ምስ ናይ ኢትዮጵያ ጀግንነት ኢያ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓሐፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ ዝተፈላለዩ መሰጠኒ ማእኸላት ዝግጅቶም ንዘቕረቡ ሰብ ሞያታት ምስጋናይ አቕርብ ኢሎም።

ካልኦት ከያንያን አውን አርአያነቶም ከምዝኽተሉ ተስፋ ኣለኒ ክብሉ ገሊፆም።

“ኢትዮጵያ ንምድሓን ክዘምት ኢየ፣ ኣብ ዝኾነ ይኹን እዋን፣ ቦታ፣ ሰዓት” ብዝብል መሪሕ ቃል፣ ናይ ብሄራዊ ቴኣትር፣ ናይ ኦሮሞ ናይ ባህሊ ማእኸልን ናይ ኣዲስ ኣበባ ቴኣትር ቤትን ናይ ኪነ ጥበብ ሰብ ሞያን ኣብ ወታደራዊ መሰልጠኒታት ማእኸል ዝግጅቶም ኣቕሪቦም።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.