Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ፍሉይ ዘመቻታት ሓይሊ ማእኸል መሰልጠኒ ናይ መሰረታዊ ውትድርና ናይ ስልጠና መኽፈቲ ስነ ስርዓት ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፍሉይ ዘመቻታት ሓይሊ ማእኸል መሰልጠኒ ናይ መሰረታዊ ውትድርና ናይ ስልጠና መኽፈቲ ስነ ስርዓት ተኻይዱ።

ናይቲ ማእኸል ዋና አዛዚ ኮሎኔል ዋለልኝ ታደሰ÷ ብዓብዪ ሞራልን ወነን እምቢ ንሃገረይ ኢሎም ሃገሮም ብቅንዕናን ተኣማንነትን ንምጉልባት  ክቡር ዝኾነ ናይ ውትድርና ሙያ ንምሕዋስ ካብ ዝተፈላለዩ ናይ ሃገርና ጫፍ ብምክታቶም  ምስጋና ኣቅሪቦም።

 

ሽብርተኛ ናይ ጁንታ ጉጅለ ንምድምሳስ ኣብቲ መሰልጠኒ ማእኸል ዝወሃቡ ወታደራዊ ስልጠናታትን ወታደራዊ ሳይንሳትን ምስ ፍልጠት ብምድማር ስልጠናኹም ብዝግባእ ኩነታት ብምጥንቓቕ ሃገር ካባኹም እትደሊዮ ኩሉ ኣማሊእኹም ምግልጋል ትፅቢት ይግበረልኩም ምባሎም ካብ መከላከያ ሰራዊት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.