Fana: At a Speed of Life!

ዩኒሴፍ ኣብ ደባርቅን ደሴን ንዝርከቡ ተፈናቐልቲ ድጋፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ተራድኦ ህፃናት ሕቡራት መንግስታት (ዩኒሴፍ) ኣብ ደባርቅን ደሴን ንዝርከቡ 9 ሺሕን 130 ተፈናቐልቲ ድጋፍ ገይሩ።

እቲ ሓገዝ ድጋፍ ምግቢ፣ ጥዕና፣  ንፁህ ማይ መስተን ንፅህና መሐለዉን ዘካተተ ኢዩ።

ኣብ ቀፃሊ እውን እቲ ሓገዝ ተበፃሒ ንምግባር መስ መንግስቲ ኢትየፖጵያ ካልኦት መዳርግቲ ኣካላትን ብምዃን ከመዘሰርሕ ኣብ ትዊተር ገፁ ገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.