Fana: At a Speed of Life!

ሓይሊ ጁንታ ብወገን ክልል ዓፋር ይሽምድመድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ጁንታ ብወገን ክልል ዓፋር ይሽምድመድ ኣሎ።

ብወገን ዓፋር ብኣርባዕተ ወረዳታት ወረራ ንምፍፃም ዝፈተነ እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ሓይሊ ዘየዳግም ስጉምቲ እናተወሰደሉ ከምዝርከብ ኣዛዚ ፍሉይ ሓይሊ ዓፋር ሓጋዚ ኮሚሽነር መሓመድ ሲራጅ ንፋና ብሮድካስቲንግ ገሊጾም።

ህዝቢ እቲ ክልል ምስ ሓይሊታት ፀፅታ ተሰሊፉ ነቲ ጉጅታ ኣደብ እናትሐዞ ከምዝርከብ እውን ኣብሪሆም።

ብዙሓት ኣባላት እቲ ጉንታ ከምዝተማረኹ ዝሓበሩ እቶም ዋና ኣዛዚ፥ ከበድቲ ተሸከርከርቲ ገዲፉ ከምዝሃደመ ተዛሪቦም።

ብአወል ኣበራ ጥበበ ስላሴ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.