Fana: At a Speed of Life!

ኣዶታት ትግራይ ብጉጅ ኣሸባሪ ህወሓት ደቀን ንብ ጦርነት ንከይኣትዉ ብምግባር ግደአን ንክፃወታ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣  7 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣዶታት ትግራይ ብጉጅ ኣሸባሪ ህወሓት ደቀን ንብ ጦርነት ንከይኣትዉ ብምግባር ግደአን ንክፃወታ ፃውዒት ቀሪቡ።

ሊግ  ደቂ ኣኒስቲዮ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ እዋናዊ ኩነታት መግለፂ ሂበን።

ሓላፊት እቲ ቤት ፅሕፈት ወይዘሮ መስከረም ኣበበ፥ ኣሸባሪ ህወሓት ኣብ ዘበነ ስልጣኑ ዜጋታት ብዘርእን ሃይማኖትን ብምክፍፋል ኣብ ሓድነት ህዝቢ ስግኣት ፈጢሩ ሓሊፉ ኢዩ ኢለን።

” ኣነ እንተዘይመሪሐ ሃገር ትፍረስ” ብዝብል ኣካይዳ ዜጋታእ ንጦርነት ብምስላፍ ኢትዮጵያ ንምፍራስ ይሰርሕ ከምዘሎ እውን ተዛሪበን።

ኣብቲ ከይዲ ኣዶታት ትግራይ ብጉጅ ኣሸባሪ ህወሓት ደቀን ንብ ጦርነት ንከይኣትዉ ብምግባር ግደአን ንክፃወታ ፃውዒት ኣቕሪበን።

እቲ ኣሰባሪ ህፃናት ናብ ጦርነት ዝማገረደሉ ኣካይዳ ንትግራይ ህዝቢ ምንም ውግንና ከምዘየዕብሉ ዘርእይ ምዃኑ ኩሉ ክፈልጦን ክዋግኦን ከምዝግባእ ሓቲተን ክብል ግዜኢ ፀብፂቡ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.