Fana: At a Speed of Life!

ሰራሕተኛታት ሚኒስቴር ትራንስፖርት ንሰራዊት ምክልኻል ደም ለጊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣  7 ነሓሰ፣2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓን ሚኒስቴር ትራንስፖርት ንሰራዊት ምክልኻል ደም ለጊሶም።

ብተወሳኺ ናይ ሓደ ወርሒ መሃየኦም ከምዝለገሱ ተገሊፁ።

ሚኒስትር ትራንስፖርት ዳግማዊት ሞገስ፥ እቶም ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓን ናብ ሃገር ናይ ምድሓን ወፍሪ ደም ብምልጋስ ከመዝተሓዊሱ ገሊፀን።

እቲ ብገንዘብ ዝተገበረ ደገፍ ልዕሊ 57 ሚሊየን ብር ከምዝኾነ ይፍለጥ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.