Fana: At a Speed of Life!

ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ጎጃም ዝወሰድ መገዲ ብዘጋጠመ ናይ እምኒ ምንሽርታት ኣገልግሎት ትራንስፖርት ከምዝተዓናቐፈ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣  7 ነሓሰ፣2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ጎጃም ዝወሰድ መገዲ ኣባይ ፍሉይ ስሙ ፍልቅልቅ ኣብ ዝበሃል ከባቢ ለይቲ ብዘጋጠመ ናይ እምኒ ምንሽርታት ኣገልግሎት ትራንስፖርት ከምዝተዓናቐፈ ተገሊፁ።

እቲ ፀገም ብህፁፅ ንምቕራፍ ኣብቲ ከባቢ ፅገና ዝገብር ግብረ ሓይሊ ብምልኣኽ ኣብቲ ስፍራ ምስ ዝርከብ ጉጅለ ፅገና ብምዃን ይስራሕ ከምዘሎ ካብ በዓል መዚ መገዲታት ዝረከብናዮ ሓበሬታ የረደእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.