Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ደብረ ማርቆስ ወታደራዊ ስልጠና ዝወሰዱ መናእሰይ መርሃ ግብሪ ምረቓ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምብራቕ ጎጃም ከተማ ደብረ ማርቆስ ፃውዒት ወፍሪ ህላወ ክተት ኣምሓራ ተፀምቢሮም ስልጠና ዝወሰዱ መናእሰይ መርሃ ግብሪ ምረቓ ተኻይዱ፡፡

እቲ መርሃ ግብሪ ኣብ ከተማ ደብረ ማርቆስ ኣደባባይ ንጉስ ተክለሃይማኖት ከምዝተኻየደ ካብ ፓርቲ ብልፅግና ዞባ ምብራቕ ጎጃም ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.