Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ትህነግ ንምውጋዝን ሰራዊት ምክልኻልን ካልኦት ኣካላት ፀፅታን ንምድጋፍን  ዝተየኻየደ ሰልፊ ብሰላም ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ትህነግ ንምውጋዝን ሰራዊት ምክልኻልን ካልኦት ኣካላት ፀፅታን ንምድጋፍን  ዝተየኻየደ ሰልፊ ብሰላም ከምዝተዛዘመ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።

እቲ መርሃ ግብሪ ብሰላም ንክዛዘም ንዝገበሩ ኣካላት ድማ አመስጊኑ።

ብተወሳኺ ነባሪ እታ ከተማ ኣብ ጎኒ ኣካላት ፀፅታ ብምስላፍ ግቡእ ምትሕብባሩ ብምምስጋን እዚ ተግባር ተጠናኺሩ ንክቕፅል ፃውዒት ምቕራቡ ካቢቲ ፖሊስ ከተማ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.