Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ሓደ መድረኽ ደገፍ ነዘደሊየም ወገናት ዝኸውን ልዕሊ 140  ሺሕ ዶላር ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሓደ መድረኽ ኣብ ኢትዮጵያ ደገፍ ነዘደሊየም ወገናት ዝኸውን ልዕሊ 140  ሺሕ ዶላር ከምዝተኣከበ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ኣይተ ፍፁም ኣረጋ ገሊፆም።

በዚ ድማ ሓዱሽ ክብረ ወሰን ከምዝተመዝገበ ሓቢሮም።

እቲ ድጋፍ ንክርከብ ንዘተሓባበሩ ኣባላት ኮሚቴ፣ መራሕቲ ሃይማኖት፣ መራሕቲ መድረኽን ካልኦት ኣካላትን አመስጊኖም።
ኣብ ቀፃሊ ኣብ ዳላስ ዝነብሩ ወገናት ዝገበርዎ ፈለግ ተኸቲሎም ካልኦት ከተማታት ዝተጠናኸረ መርሃ ግብሪ ወፈያ ንኸካይዱ ዘለዎም እምነት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ ገሊፆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.