Fana: At a Speed of Life!

ጁንታ ህወሓት አገዲዱ ናብ ኩይናት ብኣንፈት ዓፋር ዘሰለፎም ህፃናትን መናእሰይን ኢዶም ይህቡ ኣለዉ

 

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ነሓሰ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ብቐሊሉ ኣዲስ ኣበባ ክንኣቲ ኢና ዓፋር ሰመራ ንምብፃሕ 77 ኪሎ ሜትሮ ቀሪዩና፤ ብምባል ንሰለስተ መዓእታት ብምስልጣን ጁንታ ህወሓት አገዲዱ ናብ ኩይናት ብኣንፈት ዓፋር ዘሰለፎም ህፃናትን መናእሰይን ኢዶም ይህቡ ኣለዉ።

እቶም ህፃናትን መናእሰይን ካብ ግንባር እናመሎቑ ኢዶም ይህቡ ከምዘለዉ ገሊፆም።
”ንዓፋር ፍሉይ ሓይሊ ኢድና ምስ ሃብና ዝቖሰለ እናሓከሙ ኣብዚ ሐዚ እዋን ኣብ ደሓን ኩነታት ንርከብ ” ኢሎም።

ስለ ዝኾነ መናእሰይ ትግራይ ናብ ኩይናት ኣይትእተዉ ዝኣተኹም እውን ኢድኩም ብሰላም ከማና ሃቡ ብምባል ምዒዶም።
”ናይ ባዕሎም ቆልዑ ኣብ ወፃኢ ዓዲ ኣቐሚጦም እናምሃሩ ንኣና ትርጉም ናብ ዘይብሉ ኩይናት ንክንመውት ይገብሩና ኣለዉ” ኢሎም።

ፍልፍል ናይ ዓፋር ብዙሃን መገናኛ ኤጀንሲ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.