Fana: At a Speed of Life!

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንመህነፂ ባህሊ መኣከል ዞባ ከፋ ካርታ ቦታ ሂቡ

 

ኣዲስ ኣበባ ፣ ነሐሴ 1 ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንመህነፂ ባህሊ መኣከል ዞባ ከፋ ካርታ ቦታ ሂቡ።

ምክትል ከንቲባ ኣዲስ ኣበባ ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ንመህነፂ ባህሊ መኣከል ዞባ ከፋ ካርታ ቦታ ኣረኪበን።

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካፋ ሓዊሱ ንዝተፈላለዩ ብሄር ብሄረሰባት ዝኸውን ማእኸል ባህሊ መህነፂ ቦታ ዝህብ ዘሎ ምዃኑ ይፍለጥ።

እዚ ድማ እታ ከተማ ኢትዮጵያውያን ብማዕርነት ባህሎምን ማንነቶምን ዘፋልጥሉ ምዃኑ የርኢ ኢዩ ተባሂሉ።

ኣብ ስነ ስርዓት እቲ ርኽክብ ቦታ ምክትል ከንቲባ ወይዘሮ አዳነች አበቤ፣ ዓበይቲ ዓዲ ዞባ ካፋ፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ካልኦት ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣጋይሽን ተረኺቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.