Fana: At a Speed of Life!

ቀ/ሚ ኣቢይ ብኣትሌት ለተሰንበት ጊደይ ብዝተመዝገበ ውፅኢት ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ ነሐሴ 1 ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር  ኣቢይ ኣሕመድ ኢትዮጵያ ኣብ ቶኪዮ ኦሊምፒክ ብኣትሌት ለተሰንበት ጊደይ ሜዳሊያ ነሓስ ብምርካባ  ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ  ንማራቶን ተወዳደርቲ ደቂ ተባዕቲዮ ፅቡቕ ዕድል ተመኒዮም ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.