Fana: At a Speed of Life!

ማእኸል ባህሊ ካፋ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክህነፅ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣  1 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸል ባህሊ ካፋ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክህነፅ ኢዩ።

ነቲ ማእኸል ዝኸውን ርኽክብ ቦታ ይካየድ ኣሎ።

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካፋ ሓዊሱ ንዝተፈላለዩ ብሄር ብሄረሰባት ዝኸውን ማእኸል ባህሊ መህነፂ ቦታ ዝህብ ዘሎ ምዃኑ ይፍለጥ።

እዚ ድማ እታ ከተማ ኢትዮጵያውያን ብማዕርነት ባህሎምን ማንነቶምን ዘፋልጥሉ ምዃኑ የርኢ ኢዩ ተባሂሉ።

ኣብ ስነ ስርዓት እቲ ርኽክብ ቦታ ምክትል ከንቲባ ወይዘሮ አዳነች አበቤ፣ ዓበይቲ ዓዲ ዞባ ካፋ፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ካልኦት ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣጋይሽን ተረኺቦም ክብል ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.