Fana: At a Speed of Life!

ፋና ኣምሓራ ዞባ ሰሜን ጎንደር ምድላዋቱ ዛዚሙ ናብ ወፍሪ ህልውና ተሓዊሱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ኣምሓራ ዞባ ሰሜን ጎንደር ምድላዋቱ ዛዚሙ ናብ ወፍሪ ህልውና ከምዝተሓወሰ ቤት ፅሕፈት ምሊሻ እቲ ባ ገሊፁ።
ኣብቲ ቤት ፅሕፈት መራሒ ጉጅለ ኣወዳድባ ሓይሊ ሰብን ምውፋር ፀፅታን ሰለሞን ኣለባቸው፥ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣወዳድባታት ዝተሓቖፈ ሓይሊ ፀፅታ ናብ ሰራዊት ምክልኻል፣ ፍሉይ ሓይሊ ኣምሓራን ዝተፈላለዩ ካብቲ ክልል ዝተውፃእፅኡ ፍሉይ ሓይሊታትን ብምዃን ጁንታ ንምድምሳስ ዘኽእል ምውፋር ከምዝተገበረ ተዛሪቦም።
ስለዝኾነ ፋና ኣምሓራ ዞባ ሰሜን ጎንደር ምድላዋቱ ዛዚሙ ናብ ወፍሪ ህልውና ተሓዊሱ ኣሎ ኢሎም።
እቶም ኣባላት ፋኖ፥ ኣሸባሪ ጉጅለ ንምቕባር ልዑል ምድላው ከመዝገበሩ ገሊፆም።
“እንቃለሶ ህዝቢ ኣምሓራን ኢትዮጵያን ነፃ ንምውፃእ ኢዩ “ ብምባል፥ ሕብረተሰብ ካብ “ኣሉባልታ” ወረ ክርሕቕ ይግባእ ኢሎም።
ዘድሊ ደገፍ ንክገብር ድማ ፃውዒት ኣቕሪቦም።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.