Fana: At a Speed of Life!

ፈተነ ትግበራ ሓዱሽ ስርዓተ ትምህርቲ ኣብ 2014 ዓ. ም ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስቴር ትምህርቲ ፈተነ ትግበራ ሓዱሽ ስርዓተ ትምህርቲ ኣብ 2014 ዓ. ም ኣብ ዝተሓረዩ ኣብያተ ትምህርቲ ከምዝጅመር ኣፍሊጡ።

ሚኒስቴር ደኤታ እቲ ሚኒስቴር ዶ/ር ገረመው ሁሉቃ፥ ነቲ ፈተነ ዝኾና ኣብ ሕድ ሕድ ወረዳ ካብ ዘለዋ ቀዳማይ ብርኪ ኣብያተ ትመህርቲ ክልተ ኣብያተ ትምህርቲ ብናሙናነት ተመሪፀን ትግበራ ከምዝካየድ ተዛሪቦም።

ካብ ሻውዓይ ክሳብ 12 ክፍሊ ድማ ምሉእ ትግበራ ንምክያድ ትልሚ ከምዝተትሓዘ ምሕባሮም ካብ ሚኒስቴር ትምህርቲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.