Fana: At a Speed of Life!

ላዕለዎት ኣመራርሓ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውን ናይ ሓደ ወርሒ መሃየኦም ንምውፋይ ቃል ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሓምለ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውን ናይ ሓደ ወርሒ መሃየኦም ንምውፋይ ቃል ኣቲዮም።

ምክትል ከንቲባ ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ልዕሊ 1 ሺሕን 400 ላዕለዎት ኣመራርሓ ንተኸታታሊ ሰለስተ መዓልታት ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምድሃብ ዘተ ከምዝገበሩ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ገሊፀን።

ኣብቲ መድረኽ ዝተሳተፉ ላዕለዎት ኣመራርሓ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውን ናይ ሓደ ወርሒ መሃየኦም ንምውፋይ ቃል ኣቲዮም ኢለን።

እቶም ተሳተፍቲ ሽርሒ ምፍራስ ኢትዮጵያ ተረፍ መረፍ እቲ ኣሸባሪ ንምፍሻል ዝግበር ኩለ መዳይ ምንቅስቓስ ካብ ምድጋፍ ብተወሳኺ ዝኾነ ይኹን መስዋእቲ ንምኽፋል ድልዋት ከምዝኾነ ተዛሪበን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.