Fana: At a Speed of Life!

ኩሉ ዜጋ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንክድግፍ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሓምለ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩሉ ዜጋ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንክድግፍ ንሰራዊት ደገፍ ንምትእኽኻብ ዝተጣየሸ ብሄራዊ ኮሚቴ ምትእኽኻብ ሃፍቲ ፃውዒት ኣቕሪቡ።

ድጋፍ ንምግባር ዘኽእል ሓፂር መልእኽቲ ዝለኣኸሉ 6800 ቁፅሪ መተኣኻኸቢ ገንዘብ ዕላዊ ተገይሩ።

እቲ ዕላዊ ዝተገበረ ቁፅሪ ኩሉ ኢትዮጵያዊ ንሰራዊት ምክልካል ሃገር ዝኽእሎ ደገፍ ንምግባር ዘኽእል ከምዝኾነ እቲ ኮሚቴ ገሊፁ።

ኣካቢ እቲ ኮሚቴን ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ንግዲን አምባሳደር ምስጋኑ አርጋን ኮሚሽነር ጉምሩክ ደበሌ ቃበታን ብሓባር ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ምድጋፍ ማለት ህልውና ሃገር ምርግጋፅ ማለት ኢዩ ኢሎም ክብል ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.