ዝኾነ ይኹን ኣብራሪ ኣውሮፕላን ይኹን ኦፕሬተር መምርሒ እንተጥሒሱ ንዝበፅሖ ሓደጋ ሓላፍነት ክወስድ ኢዩ-መፃረዪ ሓበሬታ እዋናዊ ኩነታት
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝኾነ ይኹን ኣብራሪ ኣውሮፕላን ይኹን ኦፕሬተር መምርሒ እንተጥሒሱ ንዝበፅሖ ሓደጋ ሓላፍነት ክወስድ ኢዩ ክብል መፃረዪ ሓበሬታ እዋናዊ ኩነታት ኣፍሊጡ።
መፃረዪ ሓበሬታ እዋናዊ ኩነታትከምዝበሎ፥ ቅድም ክብል 23 ሰነ 2013 ዓ.ም ሓበሬታ መረዳእታ በረራ ነፈርቲ (NOTAM& AIP SUP) ቁፅሪ A0166/21 እና AIP SUP A04 ,2021) ምትሕልላፉ ኣዘኻኺሩ።
ብመሰረት እቲ ዝተመሓላለፈ መምርሒ ዝኾነ ይኹን ኣብራሪ ኣውሮፕላን ይኹን ኦፕሬተር ነቲ መምርሒ እንተጥሒሱ ንዝበፅሖ ሓደጋ ሓላፍነት ክወስድ ዝወስድ ይኸውን ክብል ኣብ ማሕበራዊ ሚዲዩኡ መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።