Fana: At a Speed of Life!

ክልል ኦሮሞ ልዕሊ 1 ሺሕን 700 ሰንጋን ልዕሊ 1 ሺሕን 800 ጤለ በጊዕን ንሰራዊት ምክልኻል ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ኦሮሞ ልዕሊ 1 ሺሕን 700 ሰንጋን ልዕሊ 1 ሺሕን 800 ጤለ በጊዕን ንሰራዊት ምክልኻል ደገፍ ከምዝገበረ ኣተሓባባሪ ኮሚቴ እቲ ክልል ኣፍሊጡ።

ኣተሓባባሪ እቲ ኮሚቴ ዶክተር ተመስገን ቡርቃ÷ እቲ ደገፍ ካብ ዝተፈላለዩ ከበቢታት ዝተበርከቱ እንስሳትን ጤለ በጊዕን ከምዝሓወስ ተዛሪቦ።

ናይ መከላከያ ሚኒስትር ዴኤታ ማርታ ሉዊጅ ብግደአን÷ እኢ ክልል እገበሮ ደገፍ  ሉኣላዊነት ሃገር ንምኽባርን ሰላም ንምንጋስን፣ ወፍሪ ህልውን ብዓወት ንምዝዛም ስንቂ ሞራል ኢዩ ኢለን።

ብተወሳኺ ህዝብ ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምስላፉን ዝውሰድ ዘሎ ስጉምቲ ግቡእ ከምዝኾነን ዘርኣየሉ ኢዩ ኢለን።

ብይስማው ኣደራው

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.