ግድብ ህዳሰ ናይ ልምዓት እንበር ካልእ ዛዕባ ኣይብሉን- ኣብዱልፈታህ ኣል-ሲሲ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ግብፂ ኣብዱልፈታህ ኣል-ሲሲ፥ ግድብ ህዳሰ ናይ ልምዓት እንበር ካልእ ዛዕባ ኣይብሉን ኢሎም።
እቶም ፕሬዚዳንት፥ ንግብፃውያን፣ ኢትዮጵያውያንን ሱዳናውያንን ፃውዒት ኣቕሪቦም።
ሕጋዊ ድርድር ብሰላም ሓቢርካ ንምንባርን ንምምዕባልን የድሊ ብምባል፥ ብወገን ኢትዮጵያ ምስ ዝቐረበ ሓሳብ ጎኒ ከምዝስለፉ ተዛሪቦም።
ኣል ሲ ሲ፥ “ግድብ ህዳሰ ናይ ልምዓት እንበር ካልእ ዛዕባ ኣይብሉን” ምባሎም ጋዜጣ ኢጅብት ቱደይ ፀብፂቡ።
“ካሊእ ምዝራብ እንደሊዮ ስግኣት እንተሃለወ እውን ከንድኡ ዝኣክል ኣተሓሳሳቢ ኣይኮነን” ኢሎም።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።