ኢትዮጵያን ሩሲያን ኣብ ዓውዲ ወተሃደራዊ ቴክኒክ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲመን
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ሩሲያን ኣብ ዓውዲ ወተሃደራዊ ቴክኒክ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲመን።
እተን ሃገራት ኣብ ዓውዲ ወተሃደራዊ ቴክኒክ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል መድረኽ ዘተ ንሰለስተ መዓልታት ዘካየዳ እንትኾና፥ ኣብቲ ዘተ ኣብ ዝሓለፈ ናይ ሓባር መድረኽ ዝተኻየዱ ስምምዕነታት ኣተገባብርኦም ብዝመልከት በዕምቆት ልዝብ ተገይሩ።
እቲ ስምምዕነት ኣብ መንጎ እተን ሃገራት ዝፀንሐ ሕውነት በዝበለፀ ንምጥንኻር ዘኽእል ኢዩ ተባሂሉ።
ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ፌዴሪኢ ማርታ ሊዊጅ፥ ዓቕሚ ሰራዊት ብክእለት፣ ፈልጠትን ቴክኖሎጂን ንምዝማን ዝግበር ፃዕሪ ሰምምዕነት እተን ሃገራት ዘለዎ ረብሓ ልዑል ኢዩ ኢለን ክብል ኣንብ ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።