ኣብ ከተማ ዱከም 1 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ወፃ ዝተገበረሎም 48 ፕሮጀክታት ተመሪቖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ዱከም 1 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ወፃ ዝተገበረሎም 48 ፕሮጀክታት ተመሪቖም።
እቶም ፕሮጀክትታት፥ ቤት ትምህርቲ ኢፈ ቦሩ ሓዊሱ ትካላት ጥዕና ሓምለዎከባቢታት፣ ፓርኪታት፣ ፕሮጀክታት ፅሩይ ዝስተ ማይን መሰል ፕሮጀክታትን ከምዝኾኑ ተሓቢሩ።
ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ፣ ሚኒስትር ትምህርቲ ዶክተር ኢንጂነር ጌታሁን መኩሪያን ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ላዕለዎት ኣመራርሓታት እቲ ክልል ተረኺቦም።
ብትዝታ ደሳለኝ
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ።