Fana: At a Speed of Life!

ኩባንያ ባላድና ኳታር ኣብ ዓውዲ ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ምውፋር ከምዝደሊ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍራዪ ፀባን ውፅኢት ፀባን ዝኾነ ኩባንያ ባላድና ኳታር ኣብ ዓውዲ ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ምውፋር ከምዝደሊ ገሊፁ።

እቲ ኩባኒያ ኣብ ምፍራይ እንስሳት፣ መፍራይ ፀባን ውፅኢት ፀባን፣ ከይዲን ኣጠቓቕማ ዘመናዊ ቴክኖሎጂን ኣተዓሻሽጋ ፍሪያት ኣብ ዝሓፀረ ግዘ ዘመዝገቦ ውፅኢት ዲፕሎማሰኛታት ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ኳታር ተዓዚቦም።

እቲ ትካል ኣብዚ ሐዚ እዋን ኢትዮጵያ ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ኢንቨስትመንት ናይ ምውፋር ባህጊ ከምዘለዎ ገሊፁ።

ኩባንያ ባላድና ኣብ ኳታር ኣብ ልዕሊ 2 ነጥቢ 6 ሚሊየን ሄክታር መሬት ኣብ መርባሕ እንስሳትን ምፍራይ ፀባን ውፅኢት ፀባን ዝተዋፈረ ከምዝኾነ ካብ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረደእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.