Fana: At a Speed of Life!

ማእኸል ምርምር ኣካዳሚ  ኣመራርሓ ኣፍሪካ ብኻልኣይ ዲግሪ ዘሰልጠኖም ተምሃርኡ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸል ምርምር ኣካዳሚ  ኣመራርሓ ኣፍሪካ ብኻልኣይ ዲግሪ ዘሰልጠኖም 104 ተምሃሮ ኣመሪቑ።

እቶም ተመረቕቲ ብዓውዲታት ፌዴራል ስተዲስ፣ ሊደርሺፕ፣ ፒስ ኤንድ ኮንፍሊክት፣ ኮንፍሊክት ስተዲስ፣ ዴቬሎፕመንት ኮሙንኬሽን ኤንድ ሚዲያ፣ ፐብሊክ ፖሊሲ ዝሰልጠኑ ከምዝኾኑ ተገሊፁ።

ኣብ መርሃ ግብሪ እቲ ምረቓ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ኣባገዳታት፣ ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣካላትን ቤተ ሰብ ተመረቕቲን ተረኺቦም።

ማእኸል ምርምር ኣካዳሚ  ኣመራርሓ ኣፍሪካ ኣብ ከተማ ሱሉልታ ዝተሃነፀ እንትኸውነ፥ ብሓፈሻ ነህንፀት እቲ ኣካዳሚ 2 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ወፃኢ ከምዝተገበረሉ ተሓቢሩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.