Fana: At a Speed of Life!

ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዘቕረቦ ለውጢ ስያመ ጣቢያ ቴሌቪዥን ብበዓል መዚ መራኸቢ ሓፋሽ ተቐባልነት ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ መራኸቢ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ብግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዝቐረበሉ ለውጢ ስያመ ጣቢያ ቴሌቪዥን ተቐቢሉ።

እቲ ግዚያዊ ምምሕዳር፥ “ቴሌቪዥን ትግራይ” ብዝብል ስያመ ዝፍለጥ ጣቢያ “የሓ ቲቪ” ዝብል ሽም ንኽወሃቦ ዘቕረቦ ሕቶ ተቐባልነት ከምዝረኸበ እቲ በዓል መዚ ንግልጋሎት ዜና ኢትዮጵያ ገሊፁ።

እቲ ቴሌቪዥን ጣቢያ ኣብ ቀረባ እዋን ናብ ፈነወ ከምዝምለስ ተሓቢሩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.