Fana: At a Speed of Life!

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ  ፍሉይ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ  መበል ሓምሻይ ዘበን ሻድሻይ ዓመት ዘበን ስራሕ ራብዓይ ፍሉይ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ።

ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብቲ ፍሉይ ኣኼባ ዝተረኸቡ እንትኾኑ፥ እቲ ባይቶ ኣብ በጀት ዓመት 2014 ዓ.ም ኣድሂቡ ዘልዕሎም ሕቶታትን ዝህቦም ርእይቶታትን ምላሽ ክህቡ ኢዮም።

ረቂቕ በጀት ዓመተ 2014 ብምዝታይ ከፅድቕ ኢዩ ዝብል ትፅቢት እውን ኣሎ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.