ኢትዮጵያውያን ሰብ ሃፍቲ ወደብ ላሙ ንኽጥቀሙ ፃውዒት ቀሪቡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ሰብ ሃፍቲ ወደብ ላሙ ንኽጥቀሙ ፃውዒት ቀሪቡሎም።
ዋና ሓላፊ በዓል መዚ ወደባት ኬንያ ኢንጂነር ኣብዱላሂ ሰመተር፥ ኢትዮጵያውያን ሰብ ሃፍቲ ነቲ ወደብ ንኽጥቀሙ ፃውዒት ምቕራቦም ካብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ኬንያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡
እቶም ሓላፊ ወደብ ላሙ ዑደት ንዝገበረ ጉጅለ ጋዜጠኛታት ኢትዮጵያ ከምዝገለፁዎ፥ ኣብ ቀረባ እዋን ህንፀት ተወሰኽቲ ክልተ መፅንሒ መርከብ ክዛዘም ኢዩ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ።