Fana: At a Speed of Life!

ሎሚ ዘበን ዝተኻየደ ምርጫ ኢትዮጵያ ዝተዓወተትሉን መሰረት ዘንበረን ኢዩ – ኣይተ ርስቱ ይርዳው

ኣዲስ ኣበባ፣  15 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ዘበን ዝተኻየደ መርጫ ኢትዮጵያ ዝተዓወተትሉን መሰረት ዘንበረን ኢዩ  ክብሉ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ ርስቱ ይርዳው መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።

እቶም ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ኣብ መላእ ከባቢታት እቲ ክልል እቲ ምርጫ ብሰላም ተዛዚሙ ኢሎም።

የዘንድሮው ምርጫ ኢትዮጵያ ያሸነፈችበትና መሰረት የሚጥል ምርጫ ማካሄድ መቻሉንም ነው የገለጹት።

ስለዝኾነ ሎሚ ዘበን ዝተኻየደ ምርጫ ኢትዮጵያ ዝተዓወተትሉን መሰረት ዘንበረን ኢዩ ክብሉ ኣይተ ርስቱ ይርዳው ገሊፆም።

ሀዝቢ ካብ ሰዓት 11 ንጎሆ ጀሚሩ ኣብ ጣቢያታት ምርጫ ብምርካብ ድምፂ ንምሃብ ዝገበሮ ፃዕሪ ኣዝዩ ዝነኣድ ኢዩ ኢሎም።

ነዚ ድማ ኣመስጊኖም።

እዛ ሃገር ሰለማዊን ዴሞክራሲያዊን ምርጫ ዘካየደትሉ ምዕራፍ ዝተርኣየሉ ታሪኻዊ ምርጫ ኢዩ ክብሉ እውን ገሊፆም።

ደሕሪ ምርጫ እወን በዚ መገዲ ምቕፃል ከምዝግባእ ሓቢሮም።

ብብርሃኑ በጋሻው

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.