Fana: At a Speed of Life!

ኢዜማ ኣብ ክሊ ሃገራዊ ዛዕባታት ምስ ኣባላቱን ደገፍቱን ኣብ ከተማ ሚዛን ኣማን ተዛቲዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሰነ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ናይ ኢትዮጵያ ዜጋታት ንማሕበራዊ ፍትሒ ፓርቲ (ኢዜማ)ኣብ ክሊ ሃገራዊ ዛዕባታት መስ ኣባላቱን ደገፍቱን ኣብ ከተማ ሚዛን ኣማን ተዛቲዩ።

ኣቦ መንበር እቲ ፓርቲ ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ፥ እቲ ፓርቲ ብዛዕባ ዘፍፅሞም ጉዳያት ኣብሪሆም።

ፕሮፌሰር ብርሃኑ፥ ኣብ ሓድነትን ሰላምን እዛ ሃገር ብሓደ ደው ክንበል ኢና ኢሎም።

ሃገር እንተዘይሃሊዩ ፖለቲካ፣ ዴሞክራሲ የለን ብምባል፥ እዚ ክህሊ አንተኾይኑ ሰላም እዛ ሃገር ብቐዳምነት ክንሕሉ ይግባእ ኢሎም።

ስለዝኾነ ኣብ ጉዳይ ሰላም ምስ ገዛኢ ፓርቲ ሓደ ኢና ምባሎም ሬዲዮን ቴሌቪዥንን ደቡብ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.