Fana: At a Speed of Life!

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ደመቀ መኮነን ምስ ህዝቢ ከተማ ቻንጊን ወረዳ ጓንጓ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮነን ምስ ህዝቢ ከተማ ቻንጊን ወረዳ ጓንጓ ተዛቲዮም።

ኣብቲ መድረኽ ዘተ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ደመቀ መኮነ ሓዊሱ፥ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ብናልፍ ኣንዱኣለም፣ ሚኒስትር እቶት ኣይተ ላቀ ኣያሌው፣ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ሰላም ወይዘሮ ፍሬዓለም ሽባባውን ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ተረኺቦም።

እቲ መድረኽ ዘተ ኣብ ምርጫን እዋናዊ ልምዓታዊን ሰናይ ምምሕዳርን ዛዕባታት ትኹረት ዝገበረ ከምዝነበረ ኣብ ፓርት ብልፅግና ኣምሓራ መረዳእታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.