Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስትር ጉዳይ ወፃኢ ኬኒያ ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣30 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስትር ጉዳይ ወፃኢ ሪይቸል ኦማሞ ኬኒያ ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን።

እተን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ከምዝመፅኣ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ።

ሚኒስትር ዴኤታ ኣምባሳደር ብርቱካን አያኖ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ በምርካብ ኣቀባብላ ገይረናለን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.