Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ልምዓት ባንኪ ኣፍሪካ ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ኣዳማ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ልምዓት ባንኪ ኣፍሪካ ኣክኒውሚ ኣዲሲና ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ኣዳማ ዑደት ኣካይዶም።

እቶም ፕሬዚዳንት ምስ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርኪታት ኢንዱስትሪ ሳንዶካን ደበበ ብምዃን ኣብ ከተማ ኣዳማ ዝርከብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ኣዳማ ተረኺቦም ዑደት ምግባሮም ካብቲ ኮርፖሬሽን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ኣኪንውሚ ኣዴሲና፥ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ስራሕ ንምግባር ትማሊ ናብ ኣዲስ ኣበባ ምእታዎም ይዝከር፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5…

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.