Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ረቂቕ ፖሊሲን ስትራቴጂን ድሕንነት ሃገራዊ ኢንተርኔት ዘድሃበ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ረቂቕ ፖሊሲን ስትራቴጂን ድሕንነት ሃገራዊ ኢንተርኔት ዘድሃበ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ።

እቲ ረቂቕ ፖሊሲን ስትራቴጂን ኤጀንሲ ኢንፎርሜሽንን መረብ ድሕንነትን ዘሰናድኦ እንትኸውን፥ ዓለም ኣብዚ እዋን ዝበፅሐቶ ብርኪ ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ዝምጥን ምህዳር ሳይበር ምፍጣር ኣድላዪ ብምዃኑ ኢዩ እቲ ረቂቕ ተዳሊዩ ተባሂሉ።

ብኻሊእ መዳይ ምህዳር ሳይበርልዑል ጥንቃቀቐ ስግኣት ድሕንነት ዘለዎ ብምዃኑ ነቲ ሰነድ ነምጥያሽ ዘኽአል ኣሰራርሓ ምዝርጋሕ ተሓሳቢ ዝገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ብተወሳኺ ድሕንነት ሃገር ዝሕለወሉ ከምኡውን ኣብፖለቲካዊ፣ ኢኮኖሚያዊን ማኅበራዊ ዓውድታት ሳይበር ንምጥቃም ምእንቲ ድሕንነት ሳይበር ምርግጋፅ ኣድላዪ ብምዃኑ እቲ ምህዳር ብጠንካራ ፒሊስን ስትራቴጂን ምድጋፍ ከምዘድሊ ምግላፁ ኢቢሲ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.