Fana: At a Speed of Life!

ሃገር ለኸ ኤግዚብሽንን ባዛርን ሞዴል ኢንተርፕራይዛት ደኣንት ተኸፊ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ካልኣይ ዙር ሃገር ለኸ ኤግዚብሽንን ባዛርን ሞዴል ኢንተርፕራይዛት ደኣንት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኸፊቱ።

ምክትል ከንቲባ እታ ከተማ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ሚኒስትእእ ከተማ ልማትን ኮንስትራክሽንን ኢንጂነር አይሻ መሓመድ ብምዃን ነቲ ሃገር ለኸ ኤግዚብሽንን ባዛርን ከፊተንኡ።

እቲ ኤግዚብሽንን ባዛርን ኣፍረይቲን ዓደግቲን ብምርኻብ ናህሪ ዕዳጋ ኣብ ምቅላል ዘለዎ ድገ ልዑል ከምዝኾ ተገሊፁ።

ካብ ኣዲስ ኣበባን ካልኦት ከባቢታት ኢትዮጵያን ዝተውፃፅኡ ልዕሊ 280 ሞዴል ደኣንት ፍሪያቶም ዘቕረቡ እንትኾ፥ ንቐፀልቲ 7 መዓልታት ክፀንሕ ኢዩ ክብል ፕሬስ ሴክሬቴሪያት ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.