ቦርድ ምርጫ ኣብ ኣዲስ ኣበባ 32 ተወሰኽቲ ንኡሳን ጣቢያታት ምርጫ ከምዝኸፈተ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ሚያዝያ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ 1500 ሰብ መዝጊቦም መዝገቦም ብምዝዛሙ 32 ተወሰኽቲ ንኡሳን ጣቢያታት ምርጫ ከምዝኸፈተ ኣፍሊጡ።
እዚ ዝገበረሉ ድማ ብመሰረት ኣዋጅ ምርጫ 1162/2013 ከምዝኾነ ሓቢሩ።
ብመሰረት እዚ፦
- የካ ክ/ከ ምርጫ ክልል 16 ወረዳ 05 ም/ጣ/01-01 ንኡስ ጣቢያ
- የካ ክ/ከ ምርጫ ክልል 16 ወረዳ 05 ም/ጣ/03-01 ንኡስ ጣቢያ
- የካ ክ/ከ ምርጫ ክልል 16 ወረዳ 05 ም/ጣ/04 ንኡስ ጣቢያ
- የካ ክ/ከ ምርጫ ክልል 28 ወረዳ 13 ምርጫ ጣቢያ አያት -1 ንኡስ ጣቢያ
- ቦሌ ክ/ከ ምርጫ ክልል 28 ወረዳ 10 ምርጫ ጣቢያ ኮንደሚኒም 4-1
- ቦሌ ክ/ከ ምርጫ ክልል 28 ወረዳ 10 ምርጫ ጣቢያ መሪ ሀ-3 ንኡስ ጣቢያ
- ቦሌ ክ/ከ ምርጫ ክልል 28 ወረዳ 10 ምርጫ ጣቢያ አያት 3 ንኡስ ጣቢያ
- የካ ክ/ከ ምርጫ ክልል 28 ወረዳ 13 ምርጫ ጣቢያ ሳራ አምፖል ንኡስ ጣቢያ
- ጉለሌ ክ/ከ ምርጫ ክልል 10 ወረዳ 8 ምርጫ ጣቢያ 2 ንኡስ ጣቢያ
- ቦሌ ክ/ከ ምርጫ ክልል 17 ወረዳ 13 ምርጫ ጣቢያ 4 ንኡስ ጣቢያ
- ቦሌ ክ/ከ ምርጫ ክልል 17 ወረዳ 07 ምርጫ ጣቢያ 03 ንኡስ ጣቢያ
- ቦሌ ክ/ከ ምርጫ ክልል 17 ወረዳ 09 ምርጫ ጣቢያ 7 ንኡስ ጣቢያ
- ቦሌ ክ/ከ ምርጫ ክልል 17 ወረዳ 09 ምርጫ ጣቢያ 2-1 ንኡስ ጣቢያ
- ቦሌ ክ/ከ ምርጫ ክልል 17 ወረዳ 07 ምርጫ ጣቢያ 1 ንኡስ ጣቢያ
- ቦሌ ክ/ከ ምርጫ ክልል 17 ወረዳ 11 ምርጫ ጣቢያ 1-1 ንኡስ ጣቢያ
- ቦሌ ክ/ከ ምርጫ ክልል 17 ወረዳ 12 ምርጫ ጣቢያ 2-1 ንኡስ ጣቢያ
- ቦሌ ክ/ከ ምርጫ ክልል 17 ወረዳ 12 ምርጫ ጣቢያ 1 ንኡስ ጣቢያ
- ቦሌ ክ/ከ ምርጫ ክልል 17 ወረዳ 09 ምርጫ ጣቢያ 1 ንኡስ ጣቢያ
- ቦሌ ክ/ከ ምርጫ ክልል 17 ወረዳ 09 ምርጫ ጣቢያ 5 ንኡስ ጣቢያ
- ቦሌ ክ/ከ ምርጫ ክልል 17 ወረዳ 12 ምርጫ ጣቢያ 6 ንኡስ ጣቢያ
- ቦሌ ክ/ከ ምርጫ ክልል 17 ወረዳ 11 ምርጫ ጣቢያ 1 ንኡስ ጣቢያ
- ቦሌ ክ/ከ ምርጫ ክልል 17 ወረዳ 09 ምርጫ ጣቢያ 9 ንኡስ
- ቦሌ ክ/ከ ምርጫ ክልል 17 ወረዳ 12 ንኡስ ምርጫ ጣቢያ 1-1
- ቦሌ ክ/ከ ምርጫ ክልል 17 ወረዳ 12 ንኡስ ምርጫ ጣቢያ 4-1
- ቦሌ ክ/ከ ምርጫ ክልል 17 ወረዳ 14 ንኡስ ምርጫ ጣቢያ 1-1
- ቦሌ ክ/ከ ምርጫ ክልል 17 ወረዳ 14 ንዑስ ምርጫ ጣቢያ 1
- ቦሌ ክ/ከ ምርጫ ክልል 17 ወረዳ 06 ምርጫ ጣቢያ 1 ንኡስ ጣቢያ
- ቦሌ ክ/ከ ምርጫ ክልል 17 ወረዳ 12 ንዑስ ምርጫ ጣቢያ 5
- ኣዲስ ከተማ ክ/ከ የምርጫ ክልል 6 ወረዳ 3 ንዑስ ምርጫ ጣቢያ 5
- አቃቂ ቃሊቲ ክ/ከ ምርጫ ክልል 26 እና 27 ወረዳ 10 ንዑስ ጣቢያ ተፈናቃይ ሰፈር 2
- ቦሌ ክ/ከ ምርጫ ክልል 17 ወረዳ 11 ምርጫ ጣቢያ 2 ንኡስ ጣቢያ
- ቦሌ ክ/ከ ምርጫ ክልል 17 ወረዳ 03 ምርጫ ጣቢያ 1 ንኡስ ጣቢያ ኢዮም።
እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ
ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ
ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።
ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!