Fana: At a Speed of Life!

ኮቪድ 19፣ ለውጢ ከባቢ ኣየርን ኣንበጣን ንዜጋታት ናብ ሓደጋ ጥምየት ንኸየሳጥሖም ጥንቃቐ ክግበር ይግባእ ተባሂሉ  

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዚያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ለበዳ ኮቪድ 19፣ ለውጢ ከባቢ ኣየርን ኣንበጣን ንዜጋታት ናብ ሓደጋ ጥምየት ንኸየሳጥሖም ጥንቃቐ ክግበር ይግባእ ተባሂሉ

ነዚ ዝበሉ ሸሞንተ ዘይመንግስታዊ ትካላት ኣውሮፓ ዝሓቖፈ ጥምረት/ኣሊያንስ 2015 ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ ኢዩ።

ኣብዚ ሐዚ እዋን ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዓለም ሰብ ስራሕን ተፈጥሮኣዊን ሓደጋታት ጥምየት ንክህሉ ምኽኒያት ከምዝኾነ ገሊፁ።

ኢትዮጵያ እውን ስግኣት ካብ ዘለወን ሃገራት ተረቋሒት ምዃና ዕላዊ ኣብ ዝገበሮ ፀብፃቡ ሓቢሩ።

ማሕበረሰብ ዓለም ኣብ 2030 ጥምየት ንምጥፋእ ዝሓዞ ትልሚ ናይ ምዕዋት ዕድሉ ኣተሓሳሳቢ ከምዝኾነ እውን ገሊፁ።

ኣብ ኢትዮጵያ ዝተመጣጠነ ምግቢ ዘይረኽቡ ቁፅሪ ህፃናት ቀሊል ኣይኮነን ክብል ተዛሪቡ።

ብስላባት ማናዬ

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.