Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዘዳንት ሳህለ ወርቅ ምስ ማናጀር ካናል ፕላስ ኣብ ኣፍሪካ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዚያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዘዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ኣብ ኢንዱስትሪ ቴሌቪዥን ኣብ ቀድሚት ምስ ዝስራዕ ግሩፕ ካናል ፕላስ ማናጀር ኣፍሪካ ተዛቲየን።

ኣብ ዘፈር መዘናግዒ ቴሌቪዥን ልዑል መዋእለ ንዋይ ብምፍሳስን ፅቡቓት ዝበሃሉ ዘህድሱን መምሀርቲን መደባት ብምቕራብ ውሩይ ዝኾነ ካናል ፕላስ፥ ኣብ ኢትዮጵያ እውን ቤት ፅሕፈት ብምኽፋት ስራሕ ምጅማሩ እቶም መካየዲ ስራሕ ኣብሪሆም።

ፕሬዘዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ብግደአን፥ ካናል ፕላስ ኣብ መርሃ ግብሩ ኢትዮጵያዊ ላዛ ዘለዎም መደባት ምክታቱ ንኢደን።

እቶም መርሃ ግብሪታት ንመዘናግዒ ጥራሕ ዘይኮነስ ንትምህርቲ እውን ምጥቃም ኣድላዪ ከምዝኾነ ምግንዛበን ካብ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.