Fana: At a Speed of Life!

ስነ ሰርዓት ምውፃእ ዕጫ ድልድል ሰዓት ኣየርን ዓምዲ ጋዜጣን ምልዕዓል ምርጫ ፓርቲታት ፖለቲካ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ስነ ሰርዓት ምውፃእ ዕጫ ድልድል ሰዓት ኣየርን ዓምዲ ጋዜጣን ምልዕዓል ምርጫ ፓርቲታት ፖለቲካ ይሳለጥ ኣሎ።
ስነ ሰርዓት ምውፃእ ዕጫ ድልድል ሰዓት ኣየርን ዓምዲ ጋዜጣን ሎሚ መዓልቲ ድሕሪ መክያዱ እቶም ፓርቲታት ፖለቲካ ምልዕዓል ምርጫ ካብ ፅባሕ ክጀምሩ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ።
 
እቲ ድልድል ሰዓት ኣየርን ዓምዲ ጋዜጣን ብበዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያን ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያን ዝተሰናድአ ኢዩ።
 
46 ፓርቲታት ፖለቲካ ብ52 መራኸብቲ ሓፋሽ ዝፍፀም ከምዝኾነ ድማ ተሓቢሩ።
 
ብራዲዮ 620 ሰዓታት ፣ ብቴሌቪዥን 425 ሰዓታትን ብጋዜጣ 625 ዓምድታትን ምልዕዓል ምርጫ ከምዘካይዱ ተገሊፁ።
ብዘቢብ ተኽላይ

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.