Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክፍለ ከተማ ኣዲስ ኣብ ንኡሽተይ መናሃርያ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣጋጢሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ኣዲስ ከባቢ ኣውቶቢስ ተራ ብልምዲ ንኡሽተይ መናሃርያ ተባሂሉ ኣብ ዝፅዋዕ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣጋጢሙ።

እቲ ሓደጋ ሎሚ መዓልቲ ድሕሪ ሰዓት ከምዘጋጠመ መሰኻኽር ዓይኒ ፀሪሑ ግዜኢ ፀብፂቡ።

ኣብዚ ሕዚ እዋን ድማ እቲ ዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ንምቁፅፃር ሰራሕተኛታት ሃንደበታዊ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ እናተሻመዩ ከምዝርከቡ ተሓቢሩ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.