Fana: At a Speed of Life!

3ይ ዓመት በዓለ ሲመት ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍቢሲ)3ይ ዓመት በዓለ ሲመት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብብርኪ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ሆቴል ሸራተን ኣዲስ ይኽበር ኣሎ።

ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሓለፍቲ ስራሕ ክልልን ፌዴራልን፣ ኣቦታት ሃይማኖት፣ ኣባ ገዳታት ከምኡ እውን ካልኦት ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣካላት ምርካቦም ካብ ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን እቲ ክልል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.