Fana: At a Speed of Life!

ብሕብረት ኣፍሪካ ኣቢሉ ዝካየድ ሰለስተኣዊ ድርድር ግድብ ህዳሰ ኣብ መወዳእታ እዚ ሰሚን ክቕፅል ኢዩ – ዶክተር ስለሺ በቀለ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢሲ)ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ስለሺ በቀለ ብሕብረት ኣፍሪካ ኣቢሉ ዝካየድ ሰለስተኣዊ ድርድር ግድብ ህዳሰ ኣብ መወዳእታ እዚ ሰሚን ከምዝቕፅል ኣፍሊጦም።

እቲ ድርድር ብኣደራዳሪነት ሓዳሽ ኣዶ መንበር እቲ ሕብረት ብዝኾነት ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ኢዩ ክካየድ፡፡

ዲሞክራቲክ ኮንጎ ንሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢን ሚኒስትራት ማይን ሰስቲአን ሃገራት ብመሰረት ዘቕረበቶ ሕቶ ዝካየድ ዘተ ከምዝኾነ እውን ዶክተር ኢንጂነር ስለሺ ገሊፆም፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.