Fana: At a Speed of Life!

ቤት ምኽሪ ክልል ጋምቤላ ስሩዕ ኣኼቡኡ የካይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልል ህዝቢታት ጋምቤላ መበል 11 ስሩዕ ስሩዕ ኣኼቡኡ የካይድ ኣሎ።

ንሰለስተ መዓልቲ ኣብ ዝህልዎ ፃንሒት ዝተጠቓለለ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ትልሚ መንፈቕ ዓመት በጀት ዓመት 2013 ዓ.ም መፈፀምቲ ኣካላት ቀሪቡ ልዝብ ክግበረሉ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

ካብዚ ብተወሳኺ ፀብፃ ኣፈፃፅማ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ፣ ቤት ዕዮ ዋና ኦዲት፣ ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከምኡ እውን ቤት ምኽሪ በጀት ዓመት 2013 ዓ.ም እቲ ክልል ንልዝብ ቀሪቡ ክፀድቕ ኢዩ ተባሂሉ፡፡

ዝተፈላለዩ ኣዋጃትን ሽመታትን ቀሪቦም ከምዝፀድቁ እውን ካብ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና እቲ ክልል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.