Fana: At a Speed of Life!

ቀዳምነት ንደቂ ኣኒስቲዮ ውድድር ጉያ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሶፊ ማልት ዓመተ 2013 ቫይረስኮሮና ኣብ ግምት ብምእታው ቀዳምነት ንደቂ ኣኒስቲዮ ውድድር ጉያ ተሳሊጡ።

እቲ ውድድር  5ኪሎ ምትሮ ዝሸፈነ እንትኸውን፥ ”ዓወት ደቂ ኣኒስትዮ ነኽብር” ብዝብል መሪሕ ቃል ንመበል 18 ግዘ ኢዩ ተኸቢሩ።

ነተን ተሳተፍቲ ምልካዕ ምቖት ከምዝተገበረ ተሓቢሩ።

ኣብቲ ውድድር  ኣትሌት  ፋንታዬ በላይነህ፣  ኣትሌት መድህን ገብረ ስላሴን ኣትሌት ፈታው ዘርዓይን ብቕደም ሰዓብ ካብ ቀዳማይ ክሳብ ሳልሳይ ብምውፃእ ተዓዊተን።

ካብ 50 ክሳብ 10 ሺሕ ብር  ሽልማት ገንዘብ ተበርኪቱለን።
ብዘላለም ተፈሪ

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.