Fana: At a Speed of Life!

ልዕሊ 55 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝተገበረሉ ዓምዩቕ ጉድጓድ ማይ መስተ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ ማይን ፈሳሲን ኣዲስ ኣበባ ልዕሊ 55 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝተገበረሉ ፕሮጀከት ዓምዩቕ ጉድጓድ ማይ መስተ ኣመሪቑ።

ኣብ ክፍለ ከተማ ኮልፌ ቀራንዮን ጉለሌን ዝተሃነፁ ፕሮጀክትታት ንሕድሕዶም ኣብ መዓል 9 ሺሕ ሜትር ኪዩብ ማይ ምፍልፋል ዝኽእሉ ኢዮም ተባሂሉ።

ስለዝኾነ ኣብቲ ዝርአ ዝነበረ ሕፅረት ኣቕርቦት ማይ ኣብ ምቕራፍ ልዑል ግደ ክህልዎ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.