Fana: At a Speed of Life!

ተሳታፍነትን ተረባሕነትን ደቂ ኣንስቲዮ ብብርኪ ሃገር ንምጉልባት ብትኹረት ይስራሕ ኣሎ- ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ  ኣብ ክልል ሃረሪ ኣብ ዝርከብ ማእኽል መውሃቢ ሕክምና ፊስቱላ፣ ኮሌጅ ኢደ ጥበብ ኢናይ ኣቢዳን ሙዚየም ኣብደላ ሸሪፍን ዑደት ገይረን።

ብተወሳኺ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሃረማያ ብምርካብ ፕሮግራም ስራሕቲ ምጉልባት ኣእሙሮ(ሜንቶርሺፕ)  ኣጀሚረን፡፡

እተን ፕሬዚዳንት፥ ተሳታፍነትን ተረባሕነትን ደቂ ኣንስቲዮ ብብርኪ ሃገር ንምጉልባት ብትኹረት ይስራሕ ኣሎ ኢለን።

ብፍላይ  ኢኮኖሚያዊ ዓቕመን ትሑት ንዝኾና ደቂ ኣኒስቲዮ ተምሃሮ ዩኒቨርሲቲ ብዘላቕነት መሐለዊ ንጽ ፅህና ንንቕራብ ብትኹረት ይስራሕ ከምዘሎ ተዛሪበን።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.