Fana: At a Speed of Life!

ድልድል ኣየር ሰዓት ሻድሻይ ሓፈሻዊ መረፃ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ድልድል ኣየር ሰዓት ሻድሻይ ሓፈሻዊ መረፃ ሎሚ መዓልቲ ዕላዊ ኮይኑ።

ቦርድ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያን በዓል መዚ ብሮድካስት ኢትዮጵያን ኣብ ክሊ እቲ ድልድል ኣየር ሰዓት ኣድሂቦም ምስ መራኸብቲ ሓፋሽ ተዛቲዮም፡፡

ኣብ ዘተኦም ድማ ምሰር መረፃን ሚዲያን ዝተተሓሓዙ ሕጊታት ኣብ ዘለዉ ኣሰራርሓታት ልዝበ ገይሮም፡፡

መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ዴሞክራሲያዊነት እቲ መረፃ ግደኦም ብፍትሓውነት ክዋፅኡ ከምዝግባእ ተሓቢሩ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.