Fana: At a Speed of Life!

ሕፅረት ኦ ዓይነት ደም ከምዘጋጠመ ብሄራዊ ኣገልግሎት ባንኪ ደም ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕፅረት ኦ ዓይነት ደም ከምዘጋጠመ ብሄራዊ ኣገልግሎት ባንኪ ደም ኢትዮጵያ ገሊፁ።

ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ መኽዚን እቲ ኣገልግሎት ኦ ዓይነት ደም ዝርከብ መጠን ንሸውዓተ መዓልቲ ጥራሕ ዘገልግል ኢዩ ተባሂሉ።

ስለዝኾነ ድማ ኦ ዓይነት ደም ዘለዎም ዜጋታት ኣብ ቀረበኦም ናብ ዝርከብ ጨንፈር ኣገልግሎት ባንኪ ደም ብምኻድ ደም ንኽህቡን ህይወት ከድሕኑን ፀዊዑ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.