Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ናብ ሃረር ኣምሪሐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ብፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ዝምራሕ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ ናብ ሃረር ኣምሪሑ።

እቶም ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ድሬዳዋ እንትበፅሑ፥ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኣይተ ኦርዲን በድሪን ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ወይዘሮ ሚስራ ኣብደላን  ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ክልል ኣቀባብላ ገይረሙሎም።

እቶም ኣባላት ኣብ ዝህልዎም ፃንሒት ኣብ ሃረር ዝርከብ ሆስፒታል ፌስቱላ፣ ሙዝየም ሸሪፍን ኮሌጅ ኢደ ጥበብ ኢናይ ኣቢዳን ዑደት ከምዝገብሩ ተገሊፁ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.